ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 402 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ተገሊፁ

 

ኣዲስ ኣበባ/ ነሓሰ/17/ 2016 /ኢዜአ/ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ዛጊድ 402 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም