ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ ይበፅሕ ንዝነበረ ዘይፍትሓውነት መልክዕ ክሕዝ ዝገብር እዩ - ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

 

ኣዲስ ኣበባ/ መስከረም/13/ 2017 /ኢዜአ/ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዝፀደቐ  ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ ይበፅሕ ንዝነበረ ዘይፍትሓውነት ንኽእረምመልክዕ ንምትሓዝን  መገዲ ዝኸፍትን ከምዝኾነ ሓቢሮም፡፡

ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ኣብ መበል 21 ክፍለ-ዘመን ማሕለኻታት ዝበሎም ብምውጋድ ኣብ ዓለም እና ተፈናተታ ዝርከባ ሃገራት ናብ ሓደ ንምምፃእ የኽእል ኢዩ ዝበሎ ትልሚ ኣፅዲቑ።

እቲ ጉባኤ ለውጢ ከባብያዊ  ኣየር፣ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ጎንፂ፣ ዘይማዕርነት ከምኡ እውን ምግዳድ ድኽነት ዓለም ለኻ ስግኣት ብምባል ካብ ሞንጎ ዝፈለዮም ይፅርሑ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም