ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ አብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ተዓዊታ - ኢዜአ ትግርኛ
ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ አብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ/ መስከረም/17/ 2017 /ኢዜአ/ ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ አብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቕት 1 ደቒቕ 57 ሰከንድን 43 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ውድድራ ብዓወት ዛዚማ፡፡