ቐነ ኣእምሯዊ ንብረት ይኽበር ኣሎ - ኢዜአ ትግርኛ
ቐነ ኣእምሯዊ ንብረት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ/ ጥቅምቲ/25/ 2017 /ኢዜአ/ቐነ ኣእምሯዊ ንብረት ይኽበር ኣሎ።
ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝሳለጥ መድረኽ፥ ለዕሊ 13 ተወከልቲ ኢንተርፕራይዝ፣ ቢሮታት ሳይንስን ዬክኖሎጂን፣ ኤጀንሲታት ኢኖቬሽን ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።
ትካላት ኣእሙራዊ ንብረት ኣብቲ ዓውዲ ዘለወን ግንዛበ ክብ ብምባል ንልምዓት ሃገር ዘበርክቶ ኣስተዋፅኦ ልዑል ብምዃኑ ሓበራዊ ሃገራዊ ግንዛበ ምፍጣር ቀንዲ ዕላማ እቲ
መድረኽ ከምዘኾነ ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ወልዱ ይመሰል ገሊፆም።
ብፍላይ እቲ ዓውዲ ሃገር ቦቀል ኢኮኖሚ ምዕባይ ዘኽእል ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ወግዓዊ ዝኾነ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዕላዊ ንክኸውን ኣብ ምግባር ብዙሓት ዕድላት ከምዘለዎ ኣብሪሆም።
እቲ ቐነ ስልጠና ክእለት፣ ሀንፀት ዓቕሚን መጨበጢ ግንዛበን ዝካተትሉ ኢዩ ተባሂሉ።