ናይ የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት ሰራሕተኛታት ደም ለጊሶም





 

አዲስ አበባ/ጥቅምት/ 28/2017(ኢዜአ) ናይ የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት ሰራሕተኛታት ደም ለጊሶም።

ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ደም ዝለገሱ ንመበል 14 ግዘ እዩ።

ምኸንያት ምልጋስ ደም እቶም ሰራሕተኛታት ደም ለጊስና ሂወት ወገናትና ካብ ሓደጋ ንምትራፍ ምኹኑ ተዛሪቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም