"ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ (ዶ/ር) ንሃገሮም ዘለዎም ልዑል ሓሳባት በዚ ሬዞርት አቢለ ብግልፂ ምርአይ ኪኢለ፤ንሃገሮም ኢትዮጵያ ዘለዎም ረአይ አጉሊሁ ዘርእይ ስራሕ እዩ" -አምባሳደር ዳረን ዌልች አብ ኢትዮጵያ አምባሳደር እንግሊዝን ቀዋሚ ተወካሊ ሕብረት አፍሪካ - ኢዜአ ትግርኛ
"ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ (ዶ/ር) ንሃገሮም ዘለዎም ልዑል ሓሳባት በዚ ሬዞርት አቢለ ብግልፂ ምርአይ ኪኢለ፤ንሃገሮም ኢትዮጵያ ዘለዎም ረአይ አጉሊሁ ዘርእይ ስራሕ እዩ" -አምባሳደር ዳረን ዌልች አብ ኢትዮጵያ አምባሳደር እንግሊዝን ቀዋሚ ተወካሊ ሕብረት አፍሪካ
አዲስ አበባ/ሕዳር/2/2017/ኢዜአ/መንደር ቤኑና ኣብ ወሰን ቃላይ በሰቃ ብጣዕሚ ዘበናዊ መደቀሲ ክፍልታት፣መኣከቢ ኣዳራሻት፣መዘናግዒ፣ስፓ ከምኡ እውን ልምዓት ፍራምረን ትሩፋት ሌማትን ሓቚፉ ብምሓዝ ከምዝተመረቐ ዝፍለጥ እዩ።
መንደር ቤኑና ሰሓቢ ስፍራ መስሕብ ቱሪዝም እዩ።
ኣብቲ ከባቢ ዝተፈጠረ ፍልፍል ሓጎስ ንምክፋል ኣብ ቀፃሊ ምስ ስድራና ብምዃን ኣብቲ ከባቢ ንምዝንጋዕ ከምዝመፃእ እውን ገሊፆም።
እቲ ከባቢ ንመፍረያይነት ግብርና ምችው ምዃኑ ምዐዛቦ ሓቢሮም።
ስለዝኾነ እውን ፍልፍል ኣታዊ ዜጋታት ብምስፋሕ ንዕቤት ሃገር ዝጠቕሙ ስራሕቲ ልምዓት እናተሳለጡ ከምዝርከቡ ኣረዲኦም።
መንደር ቤኑና ንመስሕብ ቱሪዝም ዓብይ ዓቕሚ ብምፍጣር ታሪኻዊ ስራሕ ዝተሰርሐሉ ከባቢ እዩ ኢሎም።