ኮንፈረንስ ሰላም አፍሪካ "ዝበልፀገን ሰላማውን አፍሪካ ንህነፅ" አብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ አብ አዲስ አበባ ምክያድ ጀሚሩ - ኢዜአ ትግርኛ
ኮንፈረንስ ሰላም አፍሪካ "ዝበልፀገን ሰላማውን አፍሪካ ንህነፅ" አብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ አብ አዲስ አበባ ምክያድ ጀሚሩ
አዲስ አበባ/ህዳር /16/2017(ኢዜአ)፦ኮንፈረንስ ሰላም አፍሪካ "ዝበልፀገን ሰላማውን አፍሪካ ንህነፅ" አብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ አብ አዲስ አበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ፣ አፈጉባኤ ቤት ምኸሪ ባይቶ ወካልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለምን ሓዊሱ ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ይሳተፉ አለዉ፡፡
ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት እውን ኣብቲ ኮንፈረንስ ይሳተፉ ኣለዉ፡፡