ቤት ምኸሪ ምሕደራ ደኒ ኢትዮጵያ ጊዚያዊ መረጋጊፂ ብርኪ ምምሕዳር ልምዓት ምርካቡ ዕላዊ ጌይሩ


 

አዲስ አበባ/ህዳር/ 23/2017(ኢዜአ)፦ቤት ምኸሪ ምሕዳር ደኒ ኢትዮጵያ ጊዚያዊ መረጋጊፂ ብርኪ ምሕደራ ልምዓት ምርካቡ ዕላዊ ጌይሩ።

ቤት ምኽሪ ምሕዳራ ደኒ ኢትዮጵያ ጊዜያዊ መረጋገፂ ደረጃ ምሕደራ ልምዓት ደኒ ምርካባ ዕላዊ ገይሩ አሎ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝተገበረ ስታንዳርድ ምሕደራ ደኒ ዓውዲ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ብምጥንኻር ንዕዳጋ ዓለም ዝቐርቡ ፍርያታት ልምዓት ደኒ ፅርየቶምን ተደላይነቶምን ዘበርኸ ኢዩ ተባሂሉ።

ብፍላይ ኣብ ስነ ምህዳር ፅዕንቶ ንምንካይ ከም ማይ፣ ካርበን፣ ብዝሃ ህይወትን መሰል ዓውዲታትን ንምሕላው ከምዝሕግዝ ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ እቶት ዘለወን ሃገራት ንምስላፍ ዘለዋ ትልሚ ጋህዲ ንምግባር ኣብ 2025 . 15 ሚሊየን ሄክታር ዝባደመ መሬት ብደኒ ንምሽፋን እናሰርሐት ከምትርከብ እውን ተሓቢሩ፡፡

ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ከበደ ይማም÷ ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ 23 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ብምግላፅ እቲ ደረጃ ምሕደራ ልምዓት ደኒ ዝተጠናኸረ ስርዓት ምሕደራ ብምዝርጋሕ ምብራስ ደኒ ንምክልኸአል ዘኽእል ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም