ማንቼስተር ዩናይትድ ብወልቭስ 2 ን 0 ተሳዒሩ - ኢዜአ ትግርኛ
ማንቼስተር ዩናይትድ ብወልቭስ 2 ን 0 ተሳዒሩ

ኣዲስ ኣበባ/ታሕሳስ/18/ 2017 /ኢዜአ/ ኣብ ፀወታ ቦክሲን ዴይ ማንቼስተር ዩናይትድ ብዎልቭስ 2 ን 0 ተሳዒሩ።
ኣብ ስታዲየም ሞሊንክስ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፥ ኩኒሃን ሂ ቻንን ንዎልቭስ ሸቶታት ኣቑፂሮም።