ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀጥታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ  ካልኣይ ዙርያ 11 ሽሕ ሕፁያት ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ





ኣዲስ ኣበባ/ ጥሪ/9/ 2017 /ኢዜአ/ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀጥታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ  ካልኣይ ዙርያ 11 ሸሕ ሕፁያት ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ፡፡

ሓላፊት እቲ ቢሮ / ሊዲያ ግርማ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ተመረቕቲ ኣብ ምቅርራብ፣ ኣብ ምጥብኻር ሓበራዊ ዛዕባ፣ ምርድዳእን ምትእስሳር ህዝቢታት ምፍጣር፣ ሓድነትን ሕውነትን ክሰርሑ ኢዮም፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም