ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ጎስጓስ ልምዓት ተፋሰስ ተጀሚሩ



 

አዲስ አበባ/ጥሪ/14/2017/ኢዜአ/ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ ስራሕቲ ዝተዋደደ ልምዓት ተፋሰስ ሎሚዓመት እናተሳለጠ 'ዩ።

እቲ መርሃ ግብሪ ዝተዋደደ ልምዓት ተፋሰስ ንብልፅግና ሕብረተሰብ ብዝብል ቴማ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው(/) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ወረዳ ማረቆ ጣብያ ጎላ ጩመና እናተሳለጠ 'ዩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ እቲ ጎስጓስ መደረ ዝገበሩ እቶም ርእሰ ምምሕዳር፤ ማረቆ ካብ ሎማዓንቲ ጀሚሩ ናይ ኹሉ ገዛን ናይ ሰላምን ልምዓትን ቦታን ' ኢሎም።

እቲ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰሳት ኣብ ሓደ ሽሕን 301 ንኡሳት ተፋሰሳት ኣብ 280 ሽሕ ሄክታር መሬት ከምዝሳለጥ ዝተመላኸተ እንትኸውን ንዝቕፅሉ 25 መዓልትታት ተግባራዊ ከምዝግበርን 2 ሚሊዮን ዝኣክል ሰብ ከምዝሳተፍ ትፅቢት ይግበር

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም