አብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝሳለጥ ስራሕ ዕቀባ ማይን ሓመድን ስነ ምህዳር እቲ ከባቢ ንክምለስ ሓገዝ ይገብር እዩ-ርዕሰ ምምሕዳር አሻድሊ ሐሰን






 

አሶሳ/ ጥር/ 15/2017(ኢዜአ) አብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝሳለጥ ስራሕ ዕቀባ ማይን ሓመድን ስነ ምህዳር እቲ ከባቢ ንክምለስ ሓገዝ ይገብር እዩ ክብሉ ርዕሰ ምምሕዳር አሻድሊ ሐሰን ተዛሪቦም ።

አብ ምጅማር እቲ መርሃ ግብሪ ምኸትል ርዕሰ ምምሕዳር አይተ ጌታሁን አብዲሳ፣ አፈ ጉባኤ ቤት ምኸሪ እቲ ክልል ወይዘሮ አስካል አልቦሮ፣ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቤኒሻንጉል ጉሙዝ   አይተ ኢሳቅ አብዱልቃድርን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ዝተፈላለዩ ክፍልታት ሕብረተሰብ ን ተሳቲፎም ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም