ክልል ሐረሪ - ኢዜአ ትግርኛ
ክልል ሐረሪ

አብ ክልል ሐረሪ ናይ ሎሚ ዘመን ስራሕ ልምዓት ተፋሰስ "ሓመድና ንሃገራዊ ብልፅግናና" አብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ብዕሊ ተጀሚሩ ።
አብ ስነስርዓት ምጅማር ልምዓት ተፋሰስ በ ብብርኩ ዝርከቡ አባላት አመራርሓ ፣ሓረስቶትን ካልኦት ክፍልታት ማሕበረሰብ ተረኺቦም ።