ኣብ መበል 76 ዓመተን ውላድ ዝረኸባ ነባሪት ከተማ መቐለ ወይዘሮ መድህን - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ መበል 76 ዓመተን ውላድ ዝረኸባ ነባሪት ከተማ መቐለ ወይዘሮ መድህን

" ኣነ በዚ ዕድመይ ቖልዓ ክረክብ እየ ኢለ ሓሲበዮ ኣይፈልጥን ፡ ጥንሲ ኣለኪ እንትበሃል እውን ክኣምን ኣይከኣልኩን ፡ ክስብ ሸሞንተ ወርሒ ዝምልእ እውን ብሚሽጥር ሒዘ ክትትል ጥዕና ይገብር ነይረ " ክብላ ይዛረባ ።