313 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም - ኢዜአ ትግርኛ
313 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ/የካቲት/ 1/2017 /ኢዜአ/313 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ተመለስቲ፥ 92 ደቂ ኣኒስቲዮን 13 ሒንጠያትን ዝርከብዎም ከምዝኾኑ ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ደገፍ ብምግባር ናብ ሰድረኦም ናይ ምፅንባር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ እውን ተገሊፁ።