መበል 29 ጉባኤ ትካል ልምዓት ቀዳማዊት እመቤት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ - ኢዜአ ትግርኛ
መበል 29 ጉባኤ ትካል ልምዓት ቀዳማዊት እመቤት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ/የካቲት/8/ 2017 /ኢዜአ/መበል 29ጉባኤ ትካል ልምዓት ቀዳማዊት እመቤት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ይሳተፋ ኣለዋ።