ፕሬዝዳንት አንጎላ ዣዎ ሎሬንስ አቦ መንበር ሕብረት አፍሪካ ኮይኖም

 

አዲስ አበባ/ የካቲት /8/2017 (ኢዜአ)- አንጎላ ናይ 2025 አቦ መንበርነት ሕብረት አፍሪካ ካብ ሞርታንያ ብዕሊ ተረኪባ

ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ዣዎ ማኑኤል ጎንሳልቬስ ሎሬንስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም።

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ መከሓሓሲ ፍትሒ ንኣፍሪካዊያንን ዘርዓ ኣፍሪካዊያንን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም