አውሮፕላን ፀሃይ -2  ፈላሚ ፈተነ በረራአ ዕውት ብዝኾነ አገባብ ዛዚማ


 

አዲስ አበባ/ለካቲት /14/2017(ኢዜአ)አብ ቐፅሪ ሓይሊ አየር ኢፌዴሪኢ ዝተሰርሓት አውሪፐላን ፀሃይ - 2 ፈላሚ ፈተነ በረራአ ብዓወት ምዝዛማ ምኸትል አዛዚ ሓይሊ አየር ማእከል ከቢድ ፅገና ኮሎኔል መሰረት ጌታቸው ገሊፆም።

አውሮፕላን ፀሃይ -2 ንመሰልጠኒ በረራን ንካልዖት አገልግሎታት ምውዓል እትኸእል ምኹና ዘፍለጡ ኮሎኔል መሰረት ጌታቸው ንዝተውሃባ መደብ ብብቐዓት ክትፈፅም ዘኸእላ ናይ እዚ ዘመን አቭዬሽን ቴክኖሎጂ ከምትዓጠቐት ሓቢሮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም