ኣብ ትግራይ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ/ፖልዮ/ ንህፃናት ይወሃብ ኣሎ - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ ትግራይ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ/ፖልዮ/ ንህፃናት ይወሃብ ኣሎ

አዲስ ኣበባ/ ለካቲት /14/ 2017 /ኢዜአ/ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ/ፖልዮ/ ንኹሎም ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድመኦም ህፃናት ብወፍሪ ገዛ ንገዛ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ።
እቲ ወፍሪ ክታበት ኣብ 84 ወረዳታት ንልዕሊ 894 ሽሕ ህፃናት ከምዝወሃብ ድማ ተሓቢሩ።
ወለዲ ደቆሞ ከይተኸተቡ ከይተርፉ ክከታተሉን ካብ ሰብሞያ ጥዕና ንዝቐርበሎም ጎድና ጎድኒ ንዝሳለጡ መደባት እውን ግቡእ ምላሽ ክህቡን እቲ ቢሮ ፃውዒት ኣቕሪቡ።