ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ኣቕረብቲ አፋውሰ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ/ ለካቲት/14/ 2017 /ኢዜአ/መበል ራብዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ኣቕረብቲ አፋውስ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ኮንፈረንስ፥ ንሓበራዊ ራእይ ምትሕብባር ውሽጢ ዓዲን ዓለማዊን ብምጉልባት ጠንካራ ምሕዝነት ምህናፅ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣሎ።

ለዕሊ 100 ዓለም ለኸ ኣቕረብቲ አፋውስ ብኣካልን ኢንተርኔትን ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ውሽጢ ዓዲ  እኹል ኣቕራቢ ዘይብሎም አፋውሳት ኣተኣማማኒ ኣቕራቢ ንክህልዎም ካብ ምኽኣል ብተወሳኺ ኢንቨስትመንት ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምስሓብ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም