መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር



 

‹‹ካብ ህዝቢ ብዝቐርቡ ቅርታታት በቢበርኩ ዝተውሃቡ ምላሻት ብዝምልከት ኣብ 6 አዋርሕ ዝተኻየዱ ተግባራት ብሱፐርቪዥን ብምርግጋፅ ናይ ቀፃሊ ዓውድታት ጠመተ ማሕበረሰብና ሕቶ ምምልስ ኣብ ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ምስ ትካላት ክልልን ፌዴራልን ብኣሰናዳኣይነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዘተ ግብረ መልሲ ተሳሊጡ። እዚ ድማ ሕቶ ማሕበረሰብና ንምምላስ ብዝበለፀ ፃዕሪ እንገብረሉ ክኸውን ኢዩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም