ሃገር ለኸ ህዝባዊ ምይይጥ ኣብ ድሬድዋ ቐፂሉ ይርከብ - ኢዜአ ትግርኛ
ሃገር ለኸ ህዝባዊ ምይይጥ ኣብ ድሬድዋ ቐፂሉ ይርከብ

ኣብቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ማስረሻ በላቸው ተረኺቦም። ንዝተቐመጡ ኣንፈታትን ተፈፃምነትን ብዝምልከት ምኽክር ይካየድ አሎ።