ኣብ ከተማ ሰመራ ህዝባዊ ኮንፈረንስ  ይሳለጥ ኣሎ



 

ኣዲስ ኣበባ/ ለካቲት/16/ 2017 /ኢዜአ/ ኣብ ከተማ ሰመራ ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ነጋሽ ዋጌሾ (/) ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪን ኣሚና ዓብዱልከሪምን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም።

ኣብቲ ኮንፈረንስ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ዓሌት፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰበን ተረኺቦም።

ኣብ ህዝባዊ መደርኸ ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ውሳነታትን ኣንፈታትን ከምኡወን ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ዘተ ይግበር ኣሎ።

ኣብቲ ኮንፈረንስ ህዝቢ ዘልዕሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ይወሃብ ኣሎ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም