ዝተጀመረ ህዝባዊ ሃገራዊ ኮንፈረንስ  ሎሚ እውን ቀፂሉ ይካየድ አሎ

 

ኣዲስ ኣበባ/ለካቲት/16/ 2017 /ኢዜአ/ትማሊ ዝተጀመረ ህዝባውን ሃገራዊን ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉአሎ

እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ሓዊሱ ኣብ 14 ከተማታት ይካየድ አሎ።

እቲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉ ኣብ ዝተፈላለያ  ከተማታት ክካየድ ኢዩ።

ብኮሚቴን ኣባላት ቤት ምኽሪን ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተመሪሑ ስርሑ ቐፂሉ አሎ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም