እዚ ማሸን አብ ረብሓ ዝዋዓሉ ጎማታት ብምጥቃም ንስፍራታት መፃወቲ ህፃናት ፣ን rubberized አስፓልትን ንታይልስ እግረኛታት ንምስራሕ ዝውዐል ማቴሪያል ዘፍሪ እዩ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም